ከመይ ኣሎኹ?

ኣዝማደይ/መቕርበይ ከመይ ኣለዉ?

ኣብ ስዊስ ናብራ ጽቡቕ ንክስምዓኒ: እንታይ ክሕግዘኒ ይኽእል?

ደገፍ ወይ መሰንይታ ሓገዝ ኣብ እትደልይሉ: እዘን ዝስዕባ ናይ ደገፍሞያዊ ትካላት ይሕግዛኹም

  • ዞባ ማእከላይ መሬት በርን ኤመንታል:ኦቨርኣርጋው: Isa Bern: 031 310 12 72
  • ዞባ ቢል:ሰላንድ:በርነር ዩራ: Multimondo Biel: 032 322 50 20
  • ዞባ ቱን:በርነር ኦቨርላንድ: KIO Thun: 033 223 50 75

Psychiatrischer Notfall